Your domain registration is pending. Check back in an hour

Gate of Hope Eritrean Church, Vancouver

Tigrigna Church (ትግርኛ ቤተ ክርስትያን) in Burnaby
Opening at 11:00 AM on Saturday
Header image for the site

ደገ ተስፋ ቤተ ክርስትያን

- ንዝተበትከ ተስፋ ንምቕጻል
- ወለል ዝበላ ኣብራኽ ንምድልዳል  
- ንዝዓረበ ሕልና ንምምላስ
- ዝተደፍነ ጸጋ ንምቕስቃስ  
-ዝሰነፋ ኣእዳው ንምብርታዕ
- ብበደል ንዝተታሕዙ ብህዱእ መንፈስ ንምቕናዕ  
- ዝደንዘዘ ሓሳብ ንምብርባር
- ወንጌል ክርስቶስ የሱስ ንምብሳር  
- ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ኪኣትዉ
- ካብ ስልጣን ሰይጣን ናብ ኣምላኽ ክምለሱ
- ኣብ ጸልማት ዚነብር ህዝቢ ዓብዪ ብርሃን ክርኢ
- ኣብ ዓዲ ሞትን ድኔኣን ንዚነብሩ ብርሃን ኪወጸሎም ።

ዕላማና
ደገ ተስፋ ቤተ ክርስትያን እምነት ብጎይታና የሱስ ክርስቶስን ፍቕሪ ኣሕዋትን መሰረት ብምግባር ከም ቃል ኣምላኽ ጸጋ ሓድሕድ ንምቅብባልን ኣምላኽ ዝምለኸሉ ሃዋሁው ንምፍጣርን እዩ።

Contact Us

Contact

Call now
  • (604) 700-1059

Address

Get directions
7717 19th Avenue
Burnaby, BC V3N 1E8
Canada

Business Hours

Mon:Closed
Tue:Closed
Wed:Closed
Thu:Closed
Fri:Closed
Sat:11:00 AM – 3:00 PM
Sun:5:30 – 8:30 PM
Get quote
Message sent. We'll get back to you soon.